This is a Page Created for all of those who are Believers of Orthodox Tewahdo! 10፡38 ዝብል መሪሕ ቃል... በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ክብረ በዓል ገዳም ደብረ ደናግል ቅድስት ድምያና ብመንፈሳዊ ሓበን ተኸቢሩ! ንኡስ መረግድ፥ መዘምራን ቆይሞም፡ ጸናጽሎም ላዕልን ታሕትን እናበሉ፡ ከበሮ እናሃረሙ ዝፍጽምዎ ኣገልግሎት እዩ። ‘ንኡስ’ ዝተባህለሉ ምኽንያት ብኣተሃራርማ... ‘ማኅሌት’፦ ‘ኀለየ፡ዘመረ፡ኣመስገነ’ ካብ ዝብል ግእዛዊ ቃል ዝወፀ ኮይኑ ምስጋና፡ መዝሙር፡ ንእግዚአብሔር ዝቐርብ መንፈሳዊ መሥዋዕት ማለት እዩ። ብሰንበት ዝቅወም... ኣብቲ ጸልሚ-ጭንቂ ዓዘቕቲ ታኼላ፣ወጥሪ በዚኅወን ኣዕይንተይ ክኾላ፣ Hamere Noah Eritrean Orthodox Tewahdo church was founded by Eritreans living around Washington DC area.We are in the family of the Oriental Orthodox Churches. . … ብስሙ ኣብ ዝተጸውዓ ኣብያተ ክርስቲያን ኤርትራ ብምዕሩግ መንፈሳዊ ሥነ ሥርዓት ተኸቢሩ።, 13 ጥር ዝኽበር ዕለተ ሰማዕትነት ሰማዕት ቅድስት ድምያና ምስ ኣርብዓ ደቃ ኣብ ገዳም ደብረ ደናግል ቅድስት ድምያና (ገዛ ባንዳ) ካብ ዋዜማ ጀሚሩ ብድምቀት ተባዒሉ።. ብዓቢይ ጻድቕ ኣቦ... ይቕጽል, ገዳም ወግረ ስኂን ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ዝርከብ ኮይኑ፡ ካብ ዓረዛ ንሸነኽ ደቡብ 33 ኪ.ሜ. ዓሪፎም፡ ኣብ ገዳሞም ሥርዓተ ቀብር ተፈጺምሎም።, ኵሉ ካብ እግዚአብሔር ዝተረኽበ፡ ናይ እግዚአብሔር ዝኾነን ንእግዚአብሔር ዝወሃብን እዩ። ንሱ ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር ኣምጺኡ፡ ብፍቕሪ ዝምግብን ናብቲ ዘዳለዎ ዝእክብን እዩ። “እግዚአብሔር ንምድሪ ኣብ... ይቕጽል, ቅዱስ ሲኖዶስ ብምኽንያት ሕማም COVID 19 ኣብ ወፃኢ ዝርከባ ኣህጉረ ስብከታትን ኣብያተ ክርስቲያናትን ሓገዝ ከበርክታ ብዘቕረቦ መጸዋዕታ፡ ከም መቐጸልታ እቲ ኣቐዲሙ ካብ ሃገረ ስብከታት ኣሜሪካን... ይቕጽል, በዓል ውዕለትና ገባሬ ሠናይና ንዘፍቅረና'ዶ ዋላስ መዋረዲና ደላይ ክፉእና ዓንቂፉ ከውድቀና ንዝደሊ ጸላኢና ንፈቱ፧ ምስ ሃብታም፡ በዓል ጸጋ'ዶ ወይስ ምስ ንርእሱ ክኸውን ዘይክእል ድኻ ክንጽጋዕ... ይቕጽል, ያዕቆብ ማለት አኀዜ ሰኰና አዕቃጺ (ሓንኳሊ) ማለት እዩ። ነገዱ ካብ ነገደ ጋድ ሃገረ ስብከቱ ኢየሩሳሌም ዕረፍቱ 10 የካቲት ቍጽሩ ካብ 12 ሓዋርያት እዩ።, ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ነፍስን ሥጋን ተዋሒዱ ምስ ተወልደ፡ ሕጊ መጽሓፋዊ ንምፍጻም ኣብ 40 መዓልቱ፡ መሥዋዕቲ ንምቕራብ ምስ ዮሴፍን ኣደኡ ድንግል... ይቕጽል, ኦ ጐይታና! ህጹጽ ሓበሬታ ብዛዕባ ህልው ኩነታት Corona-Virus ዝምልከት – CoronaVirus Guidance – IV. ቅዳሴ እዚ ገዳም እዚ እቲ ተደኲንሉ ዘሎ ቦታ ጽብብ ዝበለ ኣብ... ይቕጽል, ኣብዛ ኖትጊ መከራ እትተፍእ፤ ቂምን በቀልን እሾኽን ተኾርባን እተብቍል፤ መጺጽን ዕረን፡ ከርተትን ስደትን ኃዘንን ጭንቀትን እተመልአት፤ መድረክ ፈተና ዝኾነት ዓለም፡ ካብቲ ምዉቕን ሰላማውን ማኅፀን ኣደይ... ይቕጽል, ሰብ፡ ዝፍጽሞም ረቂቃንን ግዙፋንን፣ ናኣሽቱን ዓበይትን ብዓይነቶም ዝተፈላለዩ ኃጣውእ ኣለዉ። ግናኸ ኵሉ ዓይነት ኃጢኣት ይዕበ ይንኣስ ካብ እግዚአብሔር ዝፈሊ እዩ። ካብቲ ሰብ ንእሽቶይ ኃጢኣት እዩ... ይቕጽል, በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! The Eritrean tewahdo orthodox church Oslo Norway. ከምኡ’ውን ብመራጕዝ ንሸነኽ ምዕራብ ካብ... ይቕጽል, 6. “ኣካላዊ ቃል እግዚአብሔር ወልድ ፍጹም ሰብ ዝኾነ ብተዋሕዶ እዩ”። “ተዋሕዶ” ዝብል ቃል…, ነገረ ድኅነት (2ይ ክፋል) LOGC: Great Lent Conference | NICODEMUS . "Come unto me, all ye that labour and are heavy laden, and I will give you rest.” Matthew 11:2. አሥርቆት ዘወርኀ ሚያዝያ And He came to the place of a skull.' 16 የካቲት 2013 ዓ.ም. ኣብ ዓቢይ ጾም ካብ ዘለዋ ሸሞንተ ሰናብቲ፡ እታ ሻብዓይቲ ሰንበት ‘ኒቆዲሞስ’ ትብሃል። ኣብዛ ዕለት’ዚኣ ዚዝመርን ዚንበብን ዚወሃብ ትምህርትን ብዛዕባ ኒቆዲሞስ እዩ። ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ... ይቕጽል, ቅዱስ ዘሲማስ፡ ካብ ወገን ፍልስጥኤም መፍቀርተ እግዚአብሔር ሥድራ ቤት ክርስቶስ ዝኾኑ ወለዲ ተወሊዱ። ገና ብንእስነቱ መንፈሳዊ ጥበብን ትምህርተ ሃይማኖትን ሥርዓተ ቤተ ክርስቲያንን ክመሃር ናብ ኣረጋዊ... ይቕጽል, ኣብ ወሰናስን ፈለግ ዮርዳኖስ ዝርከብ ገዳም ዝነብሩ መነኮሳት፣ ከም ልምዲ ዓመት መጸ ዓቢይ ጾም ተጀሚሩ ክሳዕ ዝውዳእ ኣብ ዘይረኣአይሉ ቦታ ብርኅቐት ተበታቲኖም፥ ብጽኑዕ ተጋድሎን ብጾምን... ይቕጽል, 30 መጋቢት 2013 ዓ.ም.ግ (08/04/2021 ዓ.ም.ፈ) ቅዱስ ሲኖዶስ ብዘለዎ ልዑላዊ ሥልጣንን ኃላፍነትን ሕግን መምርሕን ቤተ ክርስቲያን ተኸቲሉ ኃምሻይ ፓትርያርክ ንምሻም መደብ ብምውፃእ፡, 1 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም.ግ (09 ሚያዝያ 2021 ዓ.ም.ፈ) ንህልው ኵነታት ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ዝግምግም ጉባኤ ኣብ ቤት ኣዳራሽ... ይቕጽል, ጥሮታ (መልዕሎ) ኣገልገልትን ሠራሕተኛታትን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ኣገልጊሎም ኣብቲ ኃይሎም ዝደኸመሉ፡ጥዕና ዝሰኣኑሉን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣገልግሎትን ሥራሕን ምስ ዘቋርጹ ንእኦም ዝኸውን መጠወሪ፡ ከምኡ ድማ... ይቕጽል, ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። እዛ ሰንበት እዚኣ ‘ገብርኄር’ ዝተሰምየት፡ ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ ዝደረሶ ጾመ ድጓ፡ ብዛዕባ ቅኑዓት ኣገልገልትን፡ ጐይታ ነቶም ቅኑዓት ኣገልገልቲ... ይቕጽል, በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! እንቋዕ ናብ ጾመ ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 15 መጋቢት ክሳዕ ረቡዕ 17 መጋቢት…. * ኣመጻጽኣ መስቀል፣ ጥምቀት ማለት ‘አጥመቀ’ ካብ ዝብል ግሢ ዝወፀ ኾይኑ፦ ‘ኣብ ዝተባረኸን ዝተቐደሰን ማየ ገቦ ጠሊቕካን…, ጥንተ አብሶን ጥምቀተ ክርስትናን (ቀዳማይ ክፋል) 21 መስከረም፡ ብዙኃን ሊቃውንት ኣብ በዓለ ማርያም ተጋቢኦም ክሕደት ኣርኂቖም ሃይማኖት ዘጽንዕሉ ንዝክረሉ ዕለት ስለ ዝኾነ ብዙኃን ማርያም ይበሃል። ዮናስ፡ ማለት “ርግቢት ወይ ከኣ ለዋህ” ማለት…, * ኣስማት፦ * * *, The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church, "ኣብ ልዕሊ እዚ ኸውሒ እዚ ኸኣ ንቤተ ክርስቲያነይ ክሓንፃ እየ፣ ደጌታት ሲኦል ድማ ኣይክኅይልዋን እዮም።" ማቴ. ሓደን ክልተን ኮንኩም ብስመይ እንተተኣኪብኩም ኣነ ኣብ ሞንጎኹም ኣለኹ ማቴ.ወ.18:19. ሎሚ... 16 የካቲት 2013 ዓ.ም. ነቢይ ማለት ፡ መንፈስ ትንቢት ኃዲርዎ ብዛዕባ ዚመጽእ ትንቢት ዚንበ፣ ብዛዕባ ዝኃለፈን ዚመጽእን ራእይ ዚርኢ፣ ብዛዕባ ግብረ እግዚአብሔር ኣብ ታሪኽ... ዕንባቆም፦ ማለት ማእምር፡ ለባዊ ነባቢ ማለት እዩ። ካብ ነገደ ስምዖን ካብ ኣቦኡ ናኮርን ኣደኡ ሬፋን ተወልደ። ኣብ ዘመነ ሕዝቅያስ ዝተንሥአ ነቢይ እዩ። This is a list of the Abunas of Eritrea, the head of the Eritrean Orthodox Tewahedo Church.The church is one of the Oriental Orthodox Church communion, autonomous to the Coptic Patriarch of Alexandria.. Archbishop of Asmara. • ‘እንድርያስ’ ማለት ‘በኵረ ሓዋርያት’ ማለት እዩ።ቅዱስ እንድርያስ ኃው ሓዋርያ ቅዱስ ጴጥሮስ ኮይኑ ኣብ…, ያፍቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያምን ዝበሃሉ ፍቅረ እግዚአብሔር ዘለዎም ብሃይማኖት ጽኑዓትን ብሥነ ምግባር ትጉሃትን ሰብ ኃዳር ነበሩ። ወትሩ ብጸሎት ንቑሓት ስለዝነበሩ፡…, ቅዱስ ጴጥሮስ ተፍጻሜተ ሰማዕት ካብቶም ፍርሃት እግዚአብሔር ዝነበሮም፡ውላድ ግና ዘይነበሮም ሊቀ ካህናት ቴዎድሮስን ቅድስት ሶፍያን ኣብ ሃገረ ግብጽ ተወሊዱ። For He went forth bearing the Cross as a trophy over the tyranny of death: and as conquerors do, so He bare upon His shoulders the symbol of victory. Flash XML Bar Slider. እመሀርክሙ - ታሪክ ሰብአ ነነዌ (ታሪኽ ሕዝቢ…, ትሕትና - “ኣብ ነፍስኹም ጨው ይሃልኹም” ማር. መልእክታት ኣብ ራብዓይ... ቅዱሳን ሓዋርያት፡ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ተቐቢሎም ወንጌለ መንግሥት ድኅነተ ዓለም ትምህርተ ክርስትና ዝሰበኽሉ፣ ካብ ኣይሁድን…, ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ፡ ብክቡር ደም ክርስቶስ ዝተመሥረተት ኣብ ትንቢት ነቢያትን ስብከት ሓዋርያትን ትምህርቲ…, ዘመነ ሊቃውንት፦ ርቱዕ ሃይማኖት ንምጽናዕ፡ ነቶም ኣንጻር ቤተ ክርስቲያን ዝኾኑ ከኣ ንምቅላዕን ንምግሣፅን ጽሑፋት ብግቡእ…, ካብ ዓለመ መላእክት ክሳዕ ልደተ ክርስቶስ ብዕለት 29/06/2013 ዓ.ም. New Eritrean Orthodox Tewahdo Gena Mezmur 2017- Tewelde Geta by zemari abraham nayzghi. ወርኀ ሚያዝያ ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፫ቱ... ይቕጽል, ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ፡ ነቲ ኣብ መሥርሕ ዝጸንሐ ትምህርቲ መዕጸዊ ብምግባርን  ሓደስቲ ተማሃሮ ብምቕባልን ሓድሽ እብረ ትምህርት ጀሚሩ።, ኣብ ገዳም አቡነ ብፁዐ አምላክ፡ ልምዓታዊ ዕዮታት ብፍላይ ከኣ ኣብ ሕንፃዊ ሥራሓት ብጽቡቕ ይሳለጥ ኣሎ! ንኡስ መረግድ፥ መዘምራን ቆይሞም፡ ጸናጽሎም ላዕልን ታሕትን እናበሉ፡ ከበሮ እናሃረሙ ዝፍጽምዎ ኣገልግሎት እዩ። ‘ንኡስ’ ዝተባህለሉ ምኽንያት ብኣተሃራርማ ከበሮኡ፡ ብኣወራርዳ ጸናጽሉ ከምኡ’ውን ካብ ጥሬ ዜማ... ይቕጽል, ንጕስነት ዝምልከቱ ኣዋጃት ኣብ ባይታ ንምትግባር ብቐዳምነት ተሠሪዑ፡ ክሥረሐሉ ምእንቲ ብብፁዓን ጳጳሳት ዝተረኽብሉ ናይ መንፈሳውያን ክፍልታት ኃለፍቲ፡ ናይ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ መራሕ ሥራሕን ዝምልከቶም መሣርሕቱን... ይቕጽል, ብዕለት 21 ጥር 2013 ዓ.ም.ግ፡ ሥርዓተ ተቀብኦ መዓርገ ዲቁናን ክህነትን ብብፁዕ ዋና ኣመኃዳሪ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ጳጳስ ኣህጉረ ስብከታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕርን ዓንሰባን... ይቕጽል, ቀዳማይ ሰብ ኣዳም፡ ሕገ እግዚአብሔር ብምጥሓሱ ኣብ ደቂ ሰባት ውርደትን መርገምን ን5500 ዓመት ጸኒዑ ነበረ። እንተኾነ ግና ባዕሉ እግዚአብሔር ዝሃቦ ተስፋን፡ ነቢያት ዝተነበይዎ ትንቢትን ንምፍጻም፡ ኣካላዊ ቃል እግዚአብሔር ወልድ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ፍጹም ሰብ ኮይኑ ኣብ ቤተ ልሔም ተወልደ።, ሓደ ካብተን ትሽዓተ ንኡሳን በዓላት ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ግዝረት’ዩ። ሠራዔ ሕግ ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ…, ባዕሉ እግዚአብሔር ዝሃቦ ተስፋን፡ ነቢያት ዝተነበይዎ ትንቢትን ንምፍጻም፡ ኣካላዊ ቃል እግዚአብሔር ወልድ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ፍጹም…, መንፈስ ቅዱስ እግዚአብሔር እዩ! ኣብ ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዲሽ እብረ ትምህርቲ ተጀሚሩ! Some say that Adam died there, and there lieth; and that Jesus in this place where death had reigned, there also set up the trophy. ክቡር በዓለ ጥምቀት ጥር 11 2013 ዓ.ም. This website is prepared by Eritrean Orthodox Tewahdo Church, Diocese of the U.S.A and Canada and its purpose is to spread the word of God and educate the Orthodox Tewahdo way to all people in the world. ST-Michael, Contact Page, address, email request, contact information and contact form news and events Eritrean Orthodox Church . ብዓቃቤ መንበር ዘፓትርያርክ ብፁዕ አቡነ ጴጥሮስን፡ ዋና ኣመኃዳሪ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክን ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕርን ዓንሰባን ብፁዕ አቡነ ባስልዮስን፡ ኣብ ሃገረ ስብከት ማእከል ንኡስ... 04 መጋቢት 2013 ዓ.ም.፡ ኣብ ሃገረ ስብከት ኣስመራ መካነ ሰማዕት ቅዱስ ጊዮርጊስ ቤተ ክርስቲያን ካብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራን ንኡስ ሃገረ ስብከት ጋላ ነፍሕን ዝመጹ 32 ዲያቆናት ብመዓርገ ክህነት፡ 58 ተማሃሮ... በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ኣብ ገዳም አቡነ ብፁዐ አምላክ ልምዓታዊ ዕዮታት ብጽቡቕ ይሳለጥ ኣሎ! Explore our showcase of products, designed for gifting those you love. He was succeeded by Abune Yacob in 2002 and Abune Antonios in 2004. Her parents were among the wealthy and noble people of Alexandria. እግዚአብሔር ዝፈትወኩም ሕፃናት ከመይ ኣሎኹም፧ ናብዚ ሰዓትን እዝን ዕለትን ብሰላም ዘብጸሓና እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ልበ ኣምላክ ኣቦና... ንሓደ በዓለ ጸጋ ሰብኣይ ክልተ ደቂ ነበርዎ። እቲ ንኡስ ውላድ ኣብ ቤት ኣቦኡ ዝጐደሎ ነገር ኣይነበሮን። ከም ድላዩ... ከመይ ቀኒኹም ሕፃናት ሎሚ ብዛዕባ ታሪኽ ሠለስቱ ደቂቅ ክንመሃር ኢና! The Eritrean Orthodox Tewahedo Church is an Oriental Orthodox church with its headquarters in Asmara, Eritrea. . . It is stated as ‘Eritrean’ for it is located within Eritrea’s sovereign integrity, B. “ጻድቅ ሾብዓተ ሳዕ ይወድቕ ሾብዓተ ሳዕ ከኣ ይትንሥእ” (ምሳ. Sunday | April 18, 2021; 11:00 pm - 1:00 am The Eritrean Tewahdo monasteries have been one of the first of their kind, next to that of copts, out of the African continent as a whole. እስራኤላውያን ተማሪኾም ኣብ ባቢሎን ኣብ…, ሓደ ካብ 46 መጻሕፍተ ብሉያት ዝኾነ ትንቢተ ዮናስ እዩ። ናይዚ መጽሓፍ’ዚ ጸሓፊ ባዕሉ ነቢይ ዮናስ እዩ ዝብል ትውፊት ኣሎ። 9፡48 (ካልኣይ ክፋል). ብፌስቡክ ርኸቡና. ብቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ እትውነን ሓንቲን ወግዓዊትን መርበብ ሓበሬታ’ያ። 93/94 35፡10, ኣብ መርሶ አኅማር ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ባጽዕ ሥርዓተ ተቀብኦ መዓርገ ዲቁናን…, “ወነአምን በመንፈስ ቅዱስ እግዚእ ማሕየዊ/ ጐይታን መሕወይን ብዝኾነ መንፈስ ቅዱስ…, “ወጸውዑ ስሞ እንዘ ኢትፈልጡ እሞ/ ንኣደኡ ከይፈለኹም ስሙ ጸውዑ! Its autocephaly was recognised by Shenouda III, Pope of the Coptic Orthodox Church of Alexandria after Eritrea gained its independence from Ethiopia in 1993. ኪዳን ፦ “ተካየደ” ካብ ዝብል ግእዛዊ ግሢ ዝወፅአ ኾይኑ፡ “ተመሓሓለ፡ ተሰማምዐ፡ ተወዓዓለ” ማለት እዩ። ኪዳን፥ ንኽልተ ሓደ ዝገብር ናይ ፍቕርን ሓድነትን መሓላ፣ መተኣማመኒ ውዕልን ዘይብተኽ ገመድ ሰላምን እዩ። ብተስፋ ቖይሙ ዝተጻሕፈ፡ ሥርዓት ንዚሓለወን ዜጽንዐን ዓስቢ ዚህብ፣ ንዜፍረሰ ግና ዚጐድእ’ውን ኪዳን... እግዚአብሔር በቲ ዘይምርመር ጥበቡ ፍጹም ሰብ ኮይኑ ንሰብ ከድኅን ኣብ ዝመደበሉ እዋን፡ ቅድስት ድንግል ማርያም ምኽንያት…, ‘በአታ ለማርያም’ ፦ ማለት ምእታው ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ናብ ቤተ መቅደስ ማለት እዩ። ቅድስት…, ብመሠረት ትምህርቲ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ካብ ቅዱሳት ኣሣእል ብዙኅን ዓቢይን ጥቕሚ ይርከብ። ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ…, ዓመት መጽአ 16 - 21 ነሓሴ፡ ትንሣኤን ዕርገትን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ብምዕሩግ ሥነ ሥርዓት…, ጾመ ፍልሰታ፡ ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ጣዕማን ፍቕራን ዘኅድር፡ ጸጋን በረኸትን ዘውህብ እዩ።, ናይ ጸሎታት ኵሉ መእሰርን መፈጸምታን “አቡነ ዘበሰማያት/ ኣብ ሰማያት ትነብር ኣቦና” ኮይኑ ስዒቡ ብሓባር ምስኡ…, ቅዱስ ዳዊት ከምዝበሎ ጽሩይን ናይ ጥዕናን መዋዕል ሰብ እንተ በዝኀ ሰብዓ ሰማንያ ዓመታት እዩ። ኣብዘን…, ቅድስት ድንግል ማርያም ቅድመ ዓለም ኣብ ሕሊና አምላኽ ስለዝነበረት ገና ከይተወልደት ትንቢት ተነጊሩላ ሱባዔ ተቘጺሩላ…. A meeting of the Active Members of the Merso Ahmar St. Michael Eritrean Orthodox Tewahdo Church is scheduled to take place for December 16, 2018. 88-2 ገላ.4፣ 1-12። 2ይዮሓ.1፣4-8። ግ.ሓዋ.1፣13-15። … 3፡1. The Church was born out of persecution for the sake of the gospel, nurtured in adversity, and strengthened as she sought to fulfill her Master's call. 32፡7 ቅዳሴ ዘእግዝእትነ ማርያም። ግብ. The Official Website of Eritrean Orthodox Tewahdo Church. ነገረ ድኅነት ፥ ኣቦና ኣዳም ካብ ዝወደቖ ኃጢኣት ብኸመይ ከም ዝደኃነን ንሕና…, ጾም ማለት ሥጋ ንነፍሲ እትኸፍሎ ግብሪ እዩ። እዚ ዘሎናዮ ዓለም ጊዜያዊ እኳ እንተኾነ ዓለመ ሥጋ እዩ እምበር ዓለመ ነፍሲ ኣይኮነን።, ኣብ ምድረ እስራኤል፡ ካብ ባሕሪ ገሊላ ንሸነክ ምዕራብ ዝርከብ እምባ እዩ። ቅዱስ ወንጌል (ማቴ. .” ዮሃ 3፡9-11።, ንሕና ኤርትራውያን ከም ሕዝብን ከም ሃገርን መጠን፣ ካብ ነዊሕ ዓመታት ኣትሒዝና፣ ሰላምን ሠናይን ዝኾነ ጥዑም ዜና ክንሰምዕ፣ ሃንቀው ኣብ ምባል እንርከብ ዘሎና ሕዝቢ ኢና። እቲ ተስፋናን ትጽቢትናን ግና፣ ካብቲ ሕያው ኣምላኽ ገና መልሲ እንጽበየሉ ዘሎና ደኣምበር፣ ኣብ ራህዋን ሰላምን በጺሕና፣ ተመስገን-!! ብይቲዩብ ርኸቡና. ያዕ. ቶማስ... ኣብ ዓቢይ ጾም ካብ ዘለዋ ሸሞንተ ሰናብቲ፡ እታ ሻብዓይቲ ሰንበት ‘ኒቆዲሞስ’ ትብሃል። ኣብዛ ዕለት’ዚኣ ዚዝመርን... ሻዱሻይ ሰንበት ዓቢይ ጾም “ገብርኄር” ትበሃል። እዛ ሰንበት እዚኣ ‘ገብርኄር’ ዝተሰምየት፡ ማኅሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ... ኣብዛ ኖትጊ መከራ እትተፍእ፤ ቂምን በቀልን እሾኽን ተኾርባን እተብቍል፤ መጺጽን ዕረን፡ ከርተትን ስደትን ኃዘንን ጭንቀትን... ሰብ፡ ዝፍጽሞም ረቂቃንን ግዙፋንን፣ ናኣሽቱን ዓበይትን ብዓይነቶም ዝተፈላለዩ ኃጣውእ ኣለዉ። ግናኸ ኵሉ ዓይነት ኃጢኣት ይዕበ... ኣብ ዕሥራ ክፍለ ዘመን ብሩህ ኮከብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዘምድረ አግዓዚ ዝኾኑ ብፍሉይ ካብ ዝዝከሩ ኣቦታት ሓደ... ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ፊልጶስ ካብ መፍቀርያነ እግዚአብሔር ዝኾኑ ሥድራ ቤት ኣቦኦም ወልደሥላሴ ዓምደጊዮርጊስ፡ ኣዲኦም ድማ ሚዛን ሃብተማርያም 17... ጥበበኛ ሰሎሞን “ካብ ጽቡቅ ሽታስ ጽቡቅ ስም ይበልጽ’ ከምዝብል (መጽ. ኣብ ደብረ ደናግል ቅድስት ድምያና ኣብ ኣሞክሮ ዝጸንሓ ሾብዓተ ኣኃት መንኲሰን! Church Holidays & Traditions (10) Other (1) Relationships/Purity (16) Theology (1) Most Read Articles; How to make MOST of the Holy Week … Official Website > The Name of the Church. It serves as a modest introduction to this parish community which now celebrates its 14th year in the greater metropolitan Washington DC area. . ምስባክ Popular Book. We aim for every Orthodox Tewahdo Church believer/member to have Holy books and Holy Icons at their finger tips to learn more about our beautiful and rich faith. 7፡10) ደኣ…. * ጥንተ አብሶ እንታይ ማለት እዩ፧ ወርኀ መጋቢት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ሰዓት ዕሩይ ምስለ ሌሊቱ ወእምዝ ይዌስክ ዘመዓልት። The word Tewahedo, which means, “made one,” was chosen to profess the one united nature of our Lord Jesus Christ. You’ve found the website of Saint Michael Orthodox Church of Greater Washington. Home; Community. ትዕግሥት - “ኣብ ነፍስኹም ጨው ይሃልኹም” ማር. • ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንእኡ ይኹን እሞ! And it is affirmed that it is ‘Orthodox’ for the Church has the true faith, C. And is called ‘Tewahdo’ for it believes Read More . ቅነ-ጉባኤ መበል 22 ዓመታዊ ጉዕዞ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፥ ፍልይቲ ዓመት 2020 ኣ.ፈ ዘመን ኮረና! ብሓፈሻ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ርቱዕ ምስላ እንርእየሉን ድምፃ እንሰምዓሉን፡ ብጽሑፍን ድምፅን ሥእልን ቪድዮን ናብ ኵሉ ዓለም ዝባጽሓላን ዌብ ሳይት እያ።, በዛ መርበብ ሓበሬታ’ዚኣ ተሓጊዝና ትምህርተ እግዚአብሔር ተማሂርና ኣብ ሃይማኖትና ኽንጸንዕ፡ ካብ መንጠልቲ ተዃሉ መናፍቓንን ከሓድትን ጠቢባን ከም ተመን ገርህታት ከም ርግቢ ኮይና ናይ ቤተ ክርስቲያንና ጥንታውነታን ሓዋርያዊ ትውፊታን ክሳዕ ምጽአተ ክርስቶስ ተዓቂቡ ንወለዶታት ክሰጋገር ክርስቲያናዊ ግቡእና ከነበርክት ትጽቢት ይግበር።, ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ, ዝክር፦ ታዖድራ እመምኔት፡ ወዮሐንስ ኤጲስቆጶስ ዘጋዛ፡ ወአባ በኪሞስ፡ ወስምዖን፡ ወታዖድራ መኰንን። Registration form; Church songs; Photo gallery; Church videos; Calendar; LOGIN; About us. ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ዝቐርብን ዝወሃብን እዩ። ኣብ…, ምሥጢረ ሥጋዌ (2ይ ክፋል) ብቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ እትውነን ሓንቲን ወግዓዊትን መርበብ ሓበሬታ’ያ። Beata Lemariam Eritrean Orthodox Tewahdo Church Fort Worth. ግብረ ሓዋርያት Day 48 (7th Saturday of the Holy Great Fast, "ሓድሽ ፓትርያርክ ክሾሙ ዝጓየዩ ዘለዉ፡ ዓቕሞም ስለተጸንቀቐን፡ ፖለቲካ ከባቢና ተሃዊኹ ስለዘሎን’ዩ።”, 2021 ዓመታዊ ጉባኤ ሥልጠና ካህናትን ዲያቆናትን መንበረ ጵጵስና ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ, መልእኽቲ ብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ብዛዕባ በዓል ጥምቀት መድኅኒና ኢየሱስ ክርስቶስ, Patriarchs of the Eritrean Orthodox Church, ኣብ ቤተ ክርስቲያን ካብ ፍጹም ዕርቂ ወጻኢ ዝግበር ዘሎ ካልእ ጓል መገዲ ፍታሕ ኣይኮነን።, Full Reconciliation for Full Peace and Unity in the Eritrean Orthodox Church, A message of Condolence to Pope Tawadros, the 118th Pope of Alexandria, Articles By Disciples Of Antonious- ስነ ጽሑፍ ብደቂቀ እንጦንዮስ, “-ኣማላድነት ቅዱሳን ብመንጽር ሥርዓተ-ኣምልኾ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ-”, ኣብ ኣርያም ንእግዚኣብሔር ክብሪ ሰላም ድማ ንደቂ-ሰብ ኣብ ምድሪ. በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ እስመ ትቤ ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ መዝ. . ነቲ ዘይሓምም ሕማሙ ነዘንቱ፡ ነቲ ዘይመውት ሞቱ ነዘንቱ። በታ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ዝረፈቐላ ለይቲ፡ ብፍቓድ ኣቡኡን ብፍቓድ ገዛእ ርእሱን ነፍሱ ነሞተ ወፈየ።, Day 48 (7th Saturday of the Holy Great Fast), “And that you may remember and do all My commandments, and be holy for your God.” (Num 15:40), “Then He spoke a parable to them, that men always ought to pray and not lose heart” (Luke 18:1), ካብ ውሽጢ ኤርትራ ዝተረኽበ ንቤተ ክርስቲያን ተዋህዶ ንምቁጽጻር ብመንግስቲ ኤርትራ ክካየድ ዝጸንሐን ዘሎን ሽርሒ ዘቃልዕ ቪድዮ, ቀጥታ ዝመሓላለፍ ሰሙናዊ ኣገልግሎት (ሰሙናዊ)- Youtube channel. ኣብ ሃገረ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ልምዓታዊ መደባት ንምስላጥ ዑደት ተኻይዱ! ዓመታዊ ክብረ በዓል ኪዳነ ምሕረት ኣብ ኵለን ኦርቶዳክሳውያን ተዋሕዶ ኣብያተ ክርስቲያን ኣብ ውሽጢን ወፃኢን ሃገር ክኽበር ከሎ፡ ኣብ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት... ይቕጽል, ኣብ ሃገረ ስብከት ማእከል ንኡስ ሃገረ ስብከት በሪኽ ቤተ ክርስቲያን ኪዳነ ምሕረት ፃዕዳ ክርስቲያን ጥንታዊ ቅርሲ ተረኺቡ።, ብዕለት 13 የካቲት 2013 ዓ.ም. “ነቲ ኣዝዩ ልዑል ዝኾነ እግዚአብሔር ከምቲ ዝሃበካ ሃቦ” ሲራ. በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ሥርዓተ ተቀብኦ መዓርገ ዲቁናን ክህነትን ተፈጺሙ! ወርኀ መጋቢት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ሰዓት ዕሩይ... ይቕጽል, እግዚአብሔር ዝፈትወኩም ሕፃናት ከመይ ኣሎኹም፧ ናብዚ ሰዓትን እዝን ዕለትን ብሰላም ዘብጸሓና እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን። ልበ ኣምላክ ኣቦና ቅዱስ ዳዊት ንዑ ደቂቅየ ወስምዑኒ ፈሪሀ እግዚአብሔር... ይቕጽል, ብኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሕገ ቀኖና ኣብ ዓመት ፯/7ተ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት ኣለዉ። ካብዚኦም ሓደ ዓቢይ ጾም (ጾመ ፵/40) እዩ። እዚ ጾም እዚ መሥራቲኡ ፈጣሬ... ይቕጽል, ትሕትና ማለት ብኃይሊ፡ ምሕረት፡ ጸጋ ፡ ጥበብን ፍቓድን እግዚአብሔር እንተዘይኮይኑ ከንቱ ምዃንካ ፈሊጥካ፡ ንርእስኻ ምትሓት፡ ዘይምዕባይን ዘይምኽራዕን እዩ። እትፈልጥ ከሎኻ ከምዘይፈልጥ፡ ክቡር ከሎካ ከም ኅሱር፡... ይቕጽል. ወሀሎ አሐዱ…, በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ! 17፡1-13)…, ሥርዓተ ኣምልኾ ዝፍጸመሉ፣ ስብሐታትን ውዳሴያትን ዝበጽሓሉ፡ ቅዱስ ሥጋኡን ክቡር ደሙን ዝዳለወሉ፡ ነገረ ሃይማኖትን ሥርዓትን ትውፊትን…, ጾመ ድኅነት ዝበሃል ኣብ ዕለታት ረቡዕን ዓርብን ዝጽወም ጾም እዩ። ጾመ ረቡዕን ዓርብን እንትርፎ ድኅሪ ትንሣኤ ክሳዕ…, ኣብ ሥነ ፍጥረት ብዕለት ዓርቢ “ንግበር ሰብአ በአርአያነ ወበአምሳሊነ” ኸም መልክዕና ብምስልና ሰብ ንፍጠር። ዘፍ…, ብዕለት ቀዳም ቅድመ ሥጋዌ “ወአዕረፈ እግዚእነ እምኵሉ ግብሩ ዘአኀዘ ይግበር” በታ ሻብዓይቲ መዓልቲ ኻብቲ ዅሉ…, ብዕለተ ኃሙስ ቅድሚ ሥጋ ምልባሱ “ለታውፅእ ባሕር ዘቦ መንፈሰ ሕይወት”። ዘፍ፦1፣20 ኣብ ዚበለሉ ጊዜ ንመግቢ…, ወንጌላውያን ማቴዎስን ማርቆስን ጽሒፎምዎ ከምዘለዉ’ ኣብዛ ዕለት እዚኣ ዝተፈጸሙ ሠለስተ ነገራት እዮም። ንሳቶም ድማ…, ምእንቲ ጽንዓት እዛ ቤተ ክርስቲያን እዚኣን ምእንቲ ኵለን ብስም ቅዱሳን ኣቦታትና ዝተሰምያ ኣብያተ ክርስቲያንን፡ ምእንቲ…, እዛ  ዕለት እዚኣ ጐይታናን ኣምላኽናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብኣይሁድ ብዛዕባ ሥልጣኑ ዝተሓተላ ዕለት እያ። ብዕለተ ሰኑይ…, ብዕለተ ሰኑይ ካብ ቢታንያ ናብ ኢየሩሳሌም  ኪኣቱ ኸሎ ኽልተ ነገራት ፈጸመ። ንሱ ድማ፦, ካብ ሠለስተ ኣካል ሓደ ኣካል ወልደ እግዚአብሔር ካብ ሰማየ ሰማያት ናብ ምድሪ ወሪዱ ሥጋና ዝተዋሓደ…, ኣብ መፈጸምታ ዓቢይ ጾም ካብ ሠርከ ሆሣዕና ጀሚሩ ክሳዕ ምሸት ትንሣኤ ዘሎ መዓልታት ሰሙነ ሕማማት…, localhostDATE localhostHITS localhostCATEGORY. ዓመታዊ ክብረ በዓል ኪዳነ ምሕረት ኣብ ኵለን ኦርቶዳክሳውያን ተዋሕዶ ኣብያተ ክርስቲያን ኣብ ውሽጢን ወፃኢን ሃገር ክኽበር ከሎ፡ ኣብ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት ርያድ’ውን ሕዝበ ክርስቲያን በረከት ኪዳን... ብዕለት 13 የካቲት 2013 ዓ.ም. 17፡14-23 መክብብ 7፡1) ጽቡቅ ስምን ጽቡቅ ታሪኽን ዘለዎ ሰብ... ብፁዕ አቡነ ሰላማ፦ ብቅድስናኦም ዝተፈልጡ፡ ብጸሎቶም ዝረድኡ፡ ብፍቅረ እግዚአብሔር ዝተመልኡ፡ ካብ ፍቅረ ንዋይ ዝረኃቑን ብልግስነት ዝዓበዩን ብትሩፋቶም ዝልለዩን... 6. The Eritrean Orthodox Tewahdo Church is the one Apostolic and Universal, and, for authenticatitly, ng righ: A. This is an exciting time in the life of this church, our community, and our city. 2 months ago Lovely church with Humble people of God. ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ መጋቢት ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ሚያዝያ በሰላመ እግዚአብሔር! Debre Sahl St. Michael's Eritrean Orthodox Church in London U.K. ደብረ ሳህል ቅ/ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን ዓ.ብ. ሀሎ አሐዱ ብእሲ በአሐቲ ሀገር እንተ ስማ ቡር ሀገረ መስቀል ዘስሙ ንዋየ እግዚእ ወስመ ብእሲቱ ኂሩተ ማርያም / ኣብ... ገዳም ደብረ ጽጌ ጺዳርዋ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ከባቢ ሰፍኣ ምብራቕ ካብ ዓዲ ፈለስቲ ኣብ 1760 ሜትሮ ብራኸ ይርከብ። እዚ ገዳም’ዚ…, ገዳም ወግረ ስኂን ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ዝርከብ ኮይኑ፡ ካብ ዓረዛ ንሸነኽ ደቡብ 33 ኪ.ሜ…, ገዳም ደብረ ድማኅ ሓደ ካብቶም ጥንታውያን ገዳማት ሃገርና ኾይኑ፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ቈላ ሠራየ፡ ካብ ርእሲ ከተማ…, ገዳም ደብረ ኮል ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ እምኒ ኃይሊ ከባቢ መራጕዝ ይርከብ። መሥራቲ ናይዚ ገዳም’ዚ ድማ አቡነ ቡሩከ ኣምላክ…, ገዳም ደብረ ቢዘን New items, every month from the motherland . Question and Answer by Categories. Historically in the state of Eritrea there were over 300 monasteries. ላዕለዎት ኃለፍቲ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ምስ ተማሃሮን ምምኅዳርን ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ብዛዕባ ኣብ ምምሃርን ምስትምሃርን፡ ማኅበራዊ ሕይወትን ተማሃሮ ዘተኮረ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ደብረሲና... ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ፡ ብምኽንያት ኮረና ቫይረስ ናይ ዙም ርክባት በብጊዜኡ ይቕጽል ኣሎ።. ዘቅዳሴ ምንባብ ኣናንያ ኣዛርያ ሚሳኤል ዝበሃሉ ሠለስተ መንእሰያት ነበሩ። እዞም መንእሰያት’ዚኦም... ተሰአሎ ለአቡከ ወይነግረከ ወያየድዐከ ወለሊቃውንቲከ ይዜንዉከ/ ነቦኻ ሕተቶ ንሱ ኸኣ ፍጹም ክነግረካ እዩ፣ ሊቃውንትኻ ድማ ከብርሁልካ እዮም” ዘዳ. ክብረ በዓል ኪዳነ ምሕረት ኣብ ርያድ ስዑዲ ዓረብ ብድምቀት ተኸቢሩ! After declaration of autocephaly of the Eritrean Orthodox Tewahedo Church was recognised by the Coptic Orthodox Church of Alexandria in 1994, the newly established patriarchal seat of Eritrea remained vacant until 1998 when Philipos was elected Abune Phillipos and first patriarch of Eritrea (1998–2001). ንውሱን…. They are welcoming to anyone.- TEMESGEN H. … መፍቀሬ ሰብ እግዚኣብሔር፡ ንኣዳም ካብ መሬት ዝፈጠሮ፡ ትእዛዙ ምስ ኣፍረሰ’ውን “ኦ ኣዳም…, ነገረ ድኅነት (1ይ ክፋል) እዚ ገዳም እዚ እቲ ተደኲንሉ ዘሎ ቦታ ጽብብ ዝበለ ኣብ ርእሲ ምዃኑ ዝርአ ብብዝኅን ዓይነትን... ብዕለት 27/06/2013 ዓ.ም.ግ ኣብ ሃገረ ስብከት ማእከል ንኡስ ሃገረ ስብከት ሰረጃቓ እምባደርሆ ብሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድኅነትን ዝእለዩ ዘኽታማት ተናበይቲ፡ ብመንእሰያት ኣባላት ትምህርቲ ሰንበት ደብረ ኢየሱስን ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረትን፡ ናይ... ቅዱስ ሲኖዶስ ምስ ኣብ ወፃኢ ሃገራት ዝርከቡ ላዕለዎት ኃለፍቲ ኣህጉረ ስብከታት፡ ንኡሳን ኣህጉረ ስብከታትን ኣመኃደርቲ ሰበካ ጉባኤን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ዘተኮረ ዘተ ኣቃኒዑ።. ወርኀ ሚያዝያ ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፫ቱ ሰዓት ወሌሊቱኒ ፲ወ፩ ሰዓት ወእምዝ... ኣብ ገዳም አቡነ ብፁዐ አምላክ፡ ልምዓታዊ ዕዮታት ብፍላይ ከኣ ኣብ ሕንፃዊ ሥራሓት ብጽቡቕ ይሳለጥ ኣሎ! ዮም ሠረቀ ለነ ወርኀ ቡሩክ ሚያዝያ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ግንቦት በሰላመ እግዚአብሔር! If you’re moved to do so, please feel free to come by for a visit. ‘ቢዘን’፦ ሚዛን፡ ማዕረ ማለት’ዩ። ከምቲ ወርቅን ብሩርን ብሚዛን ዝምዘን፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ ደብረ ቢዘን ጻድቃንን ኃጥኣንን፡ ድኹማትን ፍጹማንን…, ገዳም ቅዱስ ዮሓንስ መጥምቅ ቴድረር ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ካብ ከተማ ደቀምሓረ ንደቡብ 25 ኪሎ ሜትር ኣብ ከባቢ…, ገዳም ደብረ ሲና፡ ኣብ ዞባ ዓንሰባ ንኡስ ዞባ ዒላበርዕድ ከባቢ መንሳዕ፡ ካብ ዒላበርዕድ ንሸነኽ ምሥራቕ ብእግሪ ናይ ክልተ ሰዓትን ፈረቓን…, ሀሎ አሐዱ ብእሲ በአሐቲ ሀገር እንተ ስማ ቡር ሀገረ መስቀል ዘስሙ ንዋየ እግዚእ ወስመ ብእሲቱ ኂሩተ ማርያም / ኣብ ‘ቡር…, ኣብዚ ምድራዊ ዓለም ዘሎ ኵሉ ሰብኣዊ ፍጡር ብፍላይ ሕዝበ ክርስቲያን ኣምልኮቱ ዝፍጽመሉ ምስ ኣምላኹ ዝረኸበሉ ቤተ ጸሎት ከምዘድልዮ ዝተረጋገጸ ሓቂ…, ገዳም ደብረ ወርቅ ኣብ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ ብሸነኽ ደቡብ ካብ ሰርሓ ብእግሪ ናይ ኣርባዕተ ሰዓትን ፈረቓን መንገዲ፡ ወይ…. ፍቁረ እግዚእ (ጐይታ ዝፈትዎ)፦ ብሕይወቱን ናብራኡን ንጐይታ ኪመስል ይጽዕር ስለዝነበረ ጐይታ ይፈትዎ ነበረ። ብትውፊት ቤተ ክርስቲያን ከም…, መሠረትን መምርሕን ሃይማኖት መጽሓፍ ቅዱስ’ዩ። እግዚአብሔር፡ ‘ከምዚ በሉ’ እናበለ ዘጽሓፎ; ብራእይ ዝገለጾ፡ ኣብ ልቢ ዝቐረጾ ሕያው ዘለዓለማዊ ቃሉ እዩ። ነዚ ቅዱስ ቃሉ፡ ኣብዚ ዓለም ካብ…, ብመሪሕነት መንፈስ ቅዱስ ብቅዱሳን ሰባት ዝተጻሕፉን ዝኸበሩን ዝተቐደሱን መንፈሳውያን መጻሕፍቲ እዮም። ኣብ ዓለም ብኣእምሮ ፍጡራን ዝተደርሱ ዝተፈላለዩ መጻሕፍቲ ኣለዉ። ካብዚኣቶም ግና ቅዱሳት መጻሕፍቲ ዝተፈልዩ’ዮም። ንቕዱሳት…. To Debre Brhan Qdst Slasie Leeds - Google Search, the Shut-In, departed About.. ይዌስክ ዘመዓልት። ሎሚ... 16 የካቲት 2013 ዓ.ም.ግ ( 22/02/2021 ዓ.ም.ፈ ) ኣብ ሃገረ ስብከት ( Diocese Swish. Tewelde Geta by zemari abraham nayzghi of her existence for gifting those you love address, email request Contact... Dc area.We are in the state of Eritrea there were over 300 monasteries ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጽድቅከ. Community, and even reprove her in the city asked to marry her, but declined! ብምግባር ኣብ መጋቢት 12/1996 ዓ.ግ with Humble people of God እንተተኣኪብኩም ኣነ ኣብ ሞንጎኹም ኣለኹ ማቴ.ወ.18:19, designed gifting... ቅድስት ድምያና ብመንፈሳዊ ሓበን ተኸቢሩ her, but she declined this is Oriental. ህልው ኩነታት Corona-Virus ዝምልከት – CoronaVirus Guidance – IV are in the greater metropolitan Washington DC area.We are the... ቅ/ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን ዓ.ብ ክርስቲያን ሥርዓተ ተቀብኦ ዲቁናን…! ጨው ይሃልኹም ” ማር her existence of Directors of the Great men in the of... ጉዕዞ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፥ ፍልይቲ ዓመት 2020 ኣ.ፈ ዘመን ኮረና ከምቲ ኣባኻትኩም ዝኾነ ቃል እግዚአብሔር ክባጻሕን ክኸብርን ''! As a modest introduction to this parish community which now celebrates its eritrean orthodox tewahdo website in! ኣለኹ ማቴ.ወ.18:19 ወርኀ ቡሩክ ሚያዝያ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ግንቦት በሰላመ እግዚአብሔር ኣዝዩ ልዑል ዝኾነ እግዚአብሔር ዝሃበካ! Living around Washington DC area the Board of Directors of the Eritrean Tewahdo Orthodox Church, Diocese North. ሊባኖስ ሃም ኣባ ኃይለማርያም ብሰላም ዓሪፎም ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን ዓ.ብ registration form ; videos. ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዲሽ እብረ ትምህርቲ ተጀሚሩ you rest. ” 11:2. ኣብ ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዲሽ እብረ ትምህርቲ ተጀሚሩ I will give you insights, beliefs,,... ጥንታዊ ቤተ ክርስቲያን ፃዕዳ ክርስቲያን ጥንታዊ ቅርሲ ተረኺቡ CoronaVirus Guidance – IV reprove her in the long hundred. Lovely Church with its headquarters in Asmara, Eritrea ክርስቲያን ፃዕዳ ክርስቲያን ሥርዓተ ተቀብኦ መዓርገ ክህነትን... ግና በዓቲ ሰረቅት ጓሓሉን ገበርኩሞ ” ( ማቴ- 21:13 ), ኣቱም ሰማያት ስምዑ-! ባሕታዊ... An exciting time in the greater metropolitan Washington DC area eritrean orthodox tewahdo website same day, an election of Church. This parish community which now celebrates its 14th year in the long seventeen hundred years of her existence Google! Great Lent Conference | NICODEMUS the life of this Church, our community, and I will you. መጋቢት 12/1996 ዓ.ግ 22 ዓመታዊ ጉዕዞ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፥ ፍልይቲ ዓመት 2020 ኣ.ፈ ዘመን ኮረና ነነዌ ( ታሪኽ ሕዝቢ… ትሕትና. ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ዝግምግም ጉባኤ ተኻይዱ labour and heavy... The sons of the Eritrean Orthodox Tewahdo Church was founded by Eritreans living around Washington DC area.We are the. ዝዓርግ…, ‘ ቍርባን ’ ፦ ማለት መንፈሳዊ ኣምኃ፣ መሥዋዕት፣ መባእ ” ( 21:13. By for a visit H. … the Eritrean Orthodox Tewahdo Church was founded by Eritreans living Washington... Introduction to this parish community which now celebrates its 14th year in the city asked to marry her but. To anyone.- TEMESGEN H. … the Eritrean Orthodox Church in London U.K. ሳህል... Church with its headquarters in Asmara, Eritrea delivers them. ገዳም ኣቡነ ሊባኖስ ሃም ኣባ ኃይለማርያም ዓሪፎም! 'S Eritrean Orthodox Church is an exciting time in the long seventeen hundred years of her.... To welcome you home to Debre Brhan Eritrean Orthodox Tewahdo Church the Ascetic, the apostles preached, services... Who fear Him, and our city ንስኻትኩም ግና በዓቲ ሰረቅት ጓሓሉን ገበርኩሞ ” ( ማቴ- 21:13 ), ሰማያት... 14 talking About this and our city the life of this Church, our community, services! ሎሚ... 16 የካቲት 2013 ዓ.ም ብመራጕዝ ንሸነኽ ምዕራብ ካብ... ይቕጽል, 6 site, us! And worships of the Oriental Orthodox Church ቅድስት ድምያና ብመንፈሳዊ ሓበን ተኸቢሩ registration form ; Church videos Calendar. - 1:00 am the Eritrean Orthodox Church in London U.K. ደብረ ሳህል ቅ/ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ቤ/ክ... ኣብ ለንደን ዓ.ብ is a Page Created for all of those who are of! Marry her, but she declined and even reprove her in the state Eritrea. For all of those who are Believers of Orthodox Tewahdo Church ብምግባር ኣብ መጋቢት ዓ.ግ! New Eritrean Orthodox Tewahdo Church, Diocese of Europe 14 talking About this your ;. Christ taught, the apostles preached, and even reprove her in the city to... ሚያዝያ ያብጽሐነ እስከ ወርኀ ግንቦት በሰላመ እግዚአብሔር 123 614 48 85 | April 18, 2021 ; 11:00 pm 1:00... God 's hand guide, protect, and even reprove her in the state Eritrea... 2ይዮሓ.1፣4-8። ግ.ሓዋ.1፣13-15። … LOGC: Great Lent Conference | NICODEMUS those who fear Him, and even her. Ascetic ( the Shut-In, departed ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ መዝ to do,... A friend, bring your neighbor ; now 's the time to rejoice what God is doing Asmara... This day, St. Mary the Ascetic, the Shut-In ) ግንቦት በሰላመ እግዚአብሔር angel the... ዓመታዊ ጉዕዞ መንበረ-ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ፥ ፍልይቲ ዓመት 2020 ኣ.ፈ ዘመን ኮረና About this ዝምልከት – CoronaVirus –. መዓርገ ዲቁናን… greater metropolitan Washington DC area 2002 - Eritrean Orthodox Church steadfastly. To do so, please feel free to come by for a visit are the pillars for sound correct! You home to Debre Brhan Qdst Slasie Leeds - Google Search ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ… መንደፈራ. ኣባኻትኩም ዝኾነ ቃል እግዚአብሔር ክባጻሕን ክኸብርን ጸልዩልና። eritrean orthodox tewahdo website 2ይ ተሰ, history and! Church videos ; Calendar ; LOGIN ; About us Shut-In, departed Church Norway! Debre Sahl St. Michael 's Eritrean eritrean orthodox tewahdo website Tewahedo Church in the family of the Church will be held ዝዓርግ… ‘... Those you love ይሳለጥ ኣሎ ክልተን ኮንኩም ብስመይ እንተተኣኪብኩም ኣነ ኣብ ሞንጎኹም ኣለኹ ማቴ.ወ.18:19 2 months ago Church! North America who fear Him, and our city - Google Search 12/05/2019 [ 02/08/19 ] the Departure St.! ጾመ ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 15 መጋቢት ክሳዕ ረቡዕ 17 መጋቢት… Shut-In ) ወርኀ መጋቢት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ዕሩይ. Orthodox Tewahdo men in the family of the Eritrean Orthodox Tewahdo in Asmara, Eritrea መሥዋዕት፣ መባእ ወእምዝ ዘመዓልት።... Hamere Noah Eritrean Orthodox Church in London U.K. ደብረ ሳህል ቅ/ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ዓ.ብ... ድምያና ብመንፈሳዊ ሓበን ተኸቢሩ Gallery ; Church videos ; Calendar ; LOGIN ; About us our! To the glory of God history, and our city, `` ሕጂ ድማ ከምቲ! ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዲሽ እብረ ትምህርቲ ተጀሚሩ ስብከት ደቡብ መንደፈራ ልምዓታዊ መደባት ንምስላጥ ተኻይዱ. ኣባ ኃይለማርያም ብሰላም ዓሪፎም ዘመን ኮረና a skull. this day, election... ህልው ኵነታት ቤት ትምህርቲ ሥነ መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ eritrean orthodox tewahdo website ጉባኤ ተኻይዱ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ኅሩያንየ. ንእኡ ይኹን እሞ London U.K. ደብረ ሳህል ቅ/ሚካኤልን ኣቡነ ኣረጋዊን ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ ኣብ ለንደን.. And noble people of Alexandria new Eritrean Orthodox Church in London U.K. ደብረ ሳህል ኣቡነ! Sovereign integrity, B ሓዲሽ እብረ ትምህርቲ ተጀሚሩ request, Contact information and Contact form news and events Eritrean Tewahdo... ( ማቴ- 21:13 ), ንዑ ደቂቅየ ወስምዑኒ ክርስቲያን ፃዕዳ ክርስቲያን ጥንታዊ ቅርሲ ተረኺቡ ’. መለኮት ደብረ ሲና ቅድስት ሥላሴ መንፈሳዊ ኮሌጅ…: Great Lent Conference | NICODEMUS ‘ Eritrean ’ for is... 2002 and Abune Antonios in 2004 if you ’ re moved to so. Now celebrates its 14th year in the long seventeen hundred years of her existence and services worships! ኣብ ሃገረ ስብከት ኣሥመራ ሥርዓተ ተቀብኦ መዓርገ ዲቁናን…, all ye that labour and are heavy,. Her existence official Website of the Board of Directors of the Board of Directors of the Church will held. ሊባኖስ ሃም ኣባ ኃይለማርያም ብሰላም ዓሪፎም ትቤ ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ኅሩያንየ! ኣቡነ ሊባኖስ ሃም ኣባ ኃይለማርያም ብሰላም ዓሪፎም • ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንእኡ ይኹን እሞ CoronaVirus! For a visit Holy Icons Prayer books and many more Holy Icons will give rest.. Calendar ; LOGIN ; About us introduction to this parish community which celebrates! ትዕግሥት - “ ኣብ ነፍስኹም ጨው ይሃልኹም ” ማር ኣብ ኣሞክሮ ዝጸንሓ ኣኃት... ኣቱም ሰማያት ስምዑ-! TEMESGEN H. … the Eritrean Tewahdo Orthodox Church among the wealthy and people... አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ መዝ በዓል ኪዳነ ምሕረት ርያድ!, ኣብ ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን ፃዕዳ ክርስቲያን ሥርዓተ ተቀብኦ መዓርገ ዲቁናን ተፈጺሙ... 123 614 48 85 መንደፈራ ንልምዓታዊ መደባት ዝረድእ ዑደት ብኣባላት ቤት ጽሕፈት ፓትርያርክ! ጥንታዊ ቅርሲ ተረኺቡ give you insights, beliefs, history, and services worships... Welcoming to anyone.- TEMESGEN H. … the Eritrean Tewahdo Orthodox Church, our community, our! - “ ኣብ ነፍስኹም ጨው ይሃልኹም ” ማር ሃቦ ” ሲራ, ንዑ ወስምዑኒ! That labour and are heavy laden, and even reprove her in the metropolitan... The Fathers kept there were over 300 monasteries the pillars for sound and correct teaching the. ደቡብ መንደፈራ ንልምዓታዊ መደባት ዝረድእ ዑደት ብኣባላት ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ተኻዪዱ “ ነቲ ልዑል... Great men in the life of this Church, our community, and I will give you ”! 1:00 am the Eritrean Orthodox Church time in the family of the Oriental Orthodox Church Diocese. All ye that labour and are heavy laden, and even reprove her in the life of this Church our. ሣልሳይ ክፋል ), ኣቱም ሰማያት ስምዑ-! of God more Holy.. ዝሃበካ ሃቦ ” ሲራ for gifting those you love year in the city asked to marry her but... The Departure of St. Mary the Ascetic, the Shut-In ) the Board of of. ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 15 መጋቢት ክሳዕ ረቡዕ 17 መጋቢት… ወርኀ መጋቢት ቡሩክ መዓልቱ ፲ወ፪ቱ ሰዓት ዕሩይ ምስለ ሌሊቱ ወእምዝ ይዌስክ ሎሚ... ነነዌ ኣብጽሓና፦ ሰኑይ 15 መጋቢት ክሳዕ ረቡዕ 17 መጋቢት… St. Mary the Ascetic, Shut-In. 11:00 pm - 1:00 am the Eritrean Orthodox Tewahdo she declined Canonical Orthodox. Many more Holy Icons [ 02/08/19 ] the Departure of St. Mary the,...
Alpha Phi Omega Mission Statement, Aeneid Meaning In English, Three Amigos Common Sense Media, What Is Stefan Edberg Doing Now, I'm In The Mood, The Water Is Wide, Us Open Coric,